እዛ መጽሓፍ እዚኣ ብቋንቋ ዓረብ ዝዛረብን መምህር ናይ ኢሰፍን(SFI)ብዝኾነ ሰብ ዝተዳለወት እያ። ከምኡ ውን ኣብ ተማሃሮ(SFI)ዝተፈተነት እያ።እዛ መጽሓፍቋንቋሽወደን ውጽኢታዊ ትምህርቲ ቋንቋሽወደን ንወጻእተኛታት ትህብ፡ ብዝያዳ ድማ ንወጻእተኛታት ኣዝዮም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ኣተኵራ ትምህር። ከምኡ ውን እቶም ኣብ መዓልታዊ ሂወትና እንጥቀመሎምን ልሙዳትን ዝኾኑ ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ዝርርብን ትምህረና። ኣብዛ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ቃላትን መግለጺታትን ብቋንቋ ኣደ ተተርጕሙ ኣሎ። ኣብ ነፍስወከፍ ምዕራፍ ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ገጻት ናይዛ መጽሓፍ ድማመልሲ ናይዚ ኩሉ ሕቶታት ይርከብ። ስለዚመልስኹም ከተረኣእይዎ/ቸክ ክትገብርዎ ትኽእሉ።እዛ መጽሓፍ ባዕልኻ ክትመሃር ብዝሰማማዕ መንገዲ ዝተሰርሐትን መቀጸልታ ናይ ቀዳማይ ክፋልቋንቋሽወደንSvenska språketእያ።
ሕጂግዛእመጽሓፍ →እዛ መጽሓፍ እዚኣ ብቋንቋ ዓረብ ዝዛረብን መምህር ናይ ኢሰፍን(SFI)ብዝኾነ ሰብ ዝተዳለወት እያ። ከምኡ ውን ኣብ ተማሃሮ(SFI)ዝተፈተነት እያ።እዛ መጽሓፍቋንቋሽወደን ውጽኢታዊ ትምህርቲ ቋንቋሽወደን ንወጻእተኛታት ትህብ፡ ብዝያዳ ድማ ንወጻእተኛታት ኣዝዮም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ኣተኵራ ትምህር። ከምኡ ውን እቶም ኣብ መዓልታዊ ሂወትና እንጥቀመሎምን ልሙዳትን ዝኾኑ ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ዝርርብን ትምህረና። ኣብዛ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ቃላትን መግለጺታትን ብቋንቋ ኣደ ተተርጕሙ ኣሎ። ኣብ ነፍስወከፍ ምዕራፍ ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ገጻት ናይዛ መጽሓፍ ድማመልሲ ናይዚ ኩሉ ሕቶታት ይርከብ። ስለዚመልስኹም ከተረኣእይዎ/ቸክ ክትገብርዎ ትኽእሉ።እዛ መጽሓፍ ባዕልኻ ክትመሃር ብዝሰማማዕ መንገዲ ዝተሰርሐትን መቀጸልታ ናይ ቀዳማይ ክፋልቋንቋሽወደንSvenska språketእያ።
ሕጂግዛእመጽሓፍ →.እዛ መጽሓፍቋንቋሽወደን ውጽኢታዊ ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ትህብ። ከምኡ ውን ንሓደስቲ/ጀመርቲ ኣዝዮም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ኣተኵራ ትምህር። እዛመጽሓፍ እዚኣ ከም መምሃሪ መጽሓፍቋንቋ ሽወደንክንጥቀመላ ንኽእል ከምኡ ውን ባዕልኻ ክትማሃር ምስ እትደሊ። ከም ካልኣይ ዕላማ ውን እቶም ኣብ መዓልታዊ ሂወትና እንጥቀመሎምን ልሙዳትን ዝኾኑ ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ዝርርብን ትምህረና። እዛመጽሓፍ እዚኣ ብመምህርቋንቋሽወደን ዝተዳለወትን ብ ተማሃሮ ዝተፈተነትን እያ።.
እዛመጽሓፍ እዚኣ ንመባእታዊ ፍልጠትቋንቋ ሽወደን ንዘለዎም ንኣሽቱን ዓበይትን ወጻእተኛታት ዝዓለመት እያ። ብዝያዳ ድማ ኣብቲ ንወጻእተኛታት ዝብርትዖም ክፋላት ናይቲ ቋንቋ ኣተኲራ ትሰርሕ።እዛመጽሓፍ ብዙሕ ዝስራሕ ዕዮ/ሕቶታት ኣለዋ። ኣብ መወዳእታ ናይዛ መጽሓፍ ድማ መልሲ ናይዚ ኩሉ ሕቶታት ይርከብ። ስለዚ መልስኹም ከተረኣእይዎ/ቸክ ክትገብርዎ ትኽእሉ።.
እዛ መጽሓፍ እዚኣ ብቋንቋ ዓረብ ዝዛረብን መምህር ናይ ኢሰፍን(SFI)ብዝኾነ ሰብ ዝተዳለወት እያ። ከምኡ ውን ኣብ ተማሃሮ(SFI)ዝተፈተነት እያ።እዛ መጽሓፍቋንቋሽወደን ውጽኢታዊ ትምህርቲ ቋንቋሽወደን ንወጻእተኛታት ትህብ፡ ብዝያዳ ድማ ንወጻእተኛታት ኣዝዮም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ኣተኵራ ትምህር። ከምኡ ውን እቶም ኣብ መዓልታዊ ሂወትና እንጥቀመሎምን ልሙዳትን ዝኾኑ ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ዝርርብን ትምህረና። ኣብዛ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ቃላትን መግለጺታትን ብቋንቋ ኣደ ተተርጕሙ ኣሎ። ኣብ ነፍስወከፍ ምዕራፍ ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ገጻት ናይዛ መጽሓፍ ድማመልሲ ናይዚ ኩሉ ሕቶታት ይርከብ። ስለዚመልስኹም ከተረኣእይዎ/ቸክ ክትገብርዎ ትኽእሉ።እዛ መጽሓፍ ባዕልኻ ክትመሃር ብዝሰማማዕ መንገዲ ዝተሰርሐትን መቀጸልታ ናይ ቀዳማይ ክፋልቋንቋሽወደንSvenska språketእያ።
ሕጂግዛእመጽሓፍ →እዛ መጽሓፍ እዚኣ ብቋንቋ ዓረብ ዝዛረብን መምህር ናይ ኢሰፍን(SFI)ብዝኾነ ሰብ ዝተዳለወት እያ። ከምኡ ውን ኣብ ተማሃሮ(SFI)ዝተፈተነት እያ።እዛ መጽሓፍቋንቋሽወደን ውጽኢታዊ ትምህርቲ ቋንቋሽወደን ንወጻእተኛታት ትህብ፡ ብዝያዳ ድማ ንወጻእተኛታት ኣዝዮም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ኣተኵራ ትምህር። ከምኡ ውን እቶም ኣብ መዓልታዊ ሂወትና እንጥቀመሎምን ልሙዳትን ዝኾኑ ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ዝርርብን ትምህረና። ኣብዛ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ቃላትን መግለጺታትን ብቋንቋ ኣደ ተተርጕሙ ኣሎ። ኣብ ነፍስወከፍ ምዕራፍ ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ገጻት ናይዛ መጽሓፍ ድማመልሲ ናይዚ ኩሉ ሕቶታት ይርከብ። ስለዚመልስኹም ከተረኣእይዎ/ቸክ ክትገብርዎ ትኽእሉ።እዛ መጽሓፍ ባዕልኻ ክትመሃር ብዝሰማማዕ መንገዲ ዝተሰርሐትን መቀጸልታ ናይ ቀዳማይ ክፋልቋንቋሽወደንSvenska språketእያ።
ሕጂግዛእመጽሓፍ →እዛ መጽሓፍ እዚኣ ብቋንቋ ዓረብ ዝዛረብን መምህር ናይ ኢሰፍን(SFI)ብዝኾነ ሰብ ዝተዳለወት እያ። ከምኡ ውን ኣብ ተማሃሮ(SFI)ዝተፈተነት እያ።እዛ መጽሓፍቋንቋሽወደን ውጽኢታዊ ትምህርቲ ቋንቋሽወደን ንወጻእተኛታት ትህብ፡ ብዝያዳ ድማ ንወጻእተኛታት ኣዝዮም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ኣተኵራ ትምህር። ከምኡ ውን እቶም ኣብ መዓልታዊ ሂወትና እንጥቀመሎምን ልሙዳትን ዝኾኑ ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ዝርርብን ትምህረና። ኣብዛ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ቃላትን መግለጺታትን ብቋንቋ ኣደ ተተርጕሙ ኣሎ። ኣብ ነፍስወከፍ ምዕራፍ ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ገጻት ናይዛ መጽሓፍ ድማመልሲ ናይዚ ኩሉ ሕቶታት ይርከብ። ስለዚመልስኹም ከተረኣእይዎ/ቸክ ክትገብርዎ ትኽእሉ።እዛ መጽሓፍ ባዕልኻ ክትመሃር ብዝሰማማዕ መንገዲ ዝተሰርሐትን መቀጸልታ ናይ ቀዳማይ ክፋልቋንቋሽወደንSvenska språketእያ።
ሕጂግዛእመጽሓፍ →ንሕና ንውህደትን ውልቃዊ ዕቤትን ኣዚና ኢና ንህንጠ። ስለ ዝኾነ ድማ ኢና ኣብኡ ኣተኲርና፡ ምኽንያቱ ኣብ ብዙሕነት ሕብረተሰብ ስለንኣምን። ዕላማና ብዘይ ኣፈላላይ ንምምዕባል ውልቀሰባት እዩ።
ዝተመሓየሸን መሃዚ መንገድን ንምርካብ ጽዒርና፡ ብቁዕን ሞያዊ ስራሕን ንምስራሕ ምስ ሞያውያን ሰባት ብምትሕብባር ሰሪሕና።
ንሕና ሓደስቲ ሓሳባት ነመንጩ/ንሓስብ ምዕባለ ሕብረተሰብ ድማ ንኽተል። ለውጢ ሕብረተ ሰብ ብዘየገድስ ንሕና ነዚ እዋናዊ ድሌት/ሕቶ ንምምላስ እቲ ዝበለጸ መሳርሒ ኣብ ምንዳይ/ምድላይ ንርከብ።